ሓዳሽ ዓመት

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። ካብ ዘበነ ማርቆስ ናብ ዘበነ ሉቃስ ብሰላም ዘሰጋገረና እግዚኣብሔር ስብሓት ይኹኖ። እዛ ዓመተ  ፳፻፲፩/2011 ድማ ዓመተ ምሕረት፣ ዓመተ ሰላም፣ ዓመተ በረከት፣ ዓመተ ቅሳነት፣ ዓመተ ፍትሒ ይግበረልና እግዚኣብሔር። ብሓቂ እዛ ዓመት እዚኣ ኣብ ማእሰርቲ ዘለዉ ካብ መዋቅሖም ዝፍትሕላ፣ ኣብ ጸበባን ሽግርን ዘለዉ ሓራ ዝወጹላ፣ ኣብ ሕማምን ቃንዛን ዘለዉ … [Read more…]

እዚ ዉን ክሓልፍ ኢዩ

 ብስም ኣብ ወወልድ ወምንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሓደ ንጉስ ኣማኸርቱ ኣኪቡ ከምዚ ክብል ኣዘዞም። ክኸብር ኮነ ክዋረድ፣ ክረክብ ኮነ ክስእን፣ ልዕሊ ኩሉ ክኽውንን፣ ትሕቲ ኩሉ ክኽውንን፣ ብጣዕሚ ክሑጎስን ፣ክኽፍኣንን፣ ክስዕር ኮነ ክሳዓር፣ ዝናይ ክስእኖ ኮነ፣ ክረክቦ። ነዚ ኩሉ ነገር ብሰላምን ብጥበብን ንኽሓልፎ ሓደ ዘዕረፍ ሓሳብ ሃቡኒ። ክዝክሮ ዝክእልን መንገዱ ብግልጺ ዝመርሓንን፣ ካብቲ ዝግባኣኒ ሓሊፈ … [Read more…]